ፍጻመ , ዜና

ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ 2026 ኣብ ማይጨው ተኸቢሩ

ማይጨው፣ ትግራይ – ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ (ዋት) ምስ ዩኒሴፍ ብምትሕብባር ውዕዉዕ ፅምብል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ሰልፊ ኣብ ማይጨው፣ መራሕትን ተጣበቕትን ኣብ ሓደ ዘካየደ [...]