እቲ ዘተ ፍረ ዘለዎ ኮይኑ ተረኺቡ፣ ኩሎም ተሳተፍቲ ብዝተፈላለየ መንገዲ ኣበርክቶ ንምግባር ሓያል ድልውነት ገሊጾም፣ ንኣብነት፤
– ምህናጽ ዓቕሚ ብዝተፈላለየ መልክዕ ስልጠናታት።
– ቁጠባዊ ናጽነት ንምዕባይ ተበግሶታት ምፍጣር ስራሕ።
– ኣብ PLCs (Private Local Companies) ተሳትፎ ንኹሉ ዝሓቁፍ ዕድላትን ሽርክነትን ንምዕባይ።
እዚ ሓባራዊ ተወፋይነት፡ ምትሕብባር ውልቃዊ ጽላት ኣብ ምሕያል ጽንዓት ካብ ሞት ዝደሓኑን ዘላቒ መነባብሮ ምድንፋዕን ዘጉልሕ እዩ።

